MYO
ኣብዚ ገጽ ዝጸሓፍ ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ ጥዕና ንኽህልወና ዝዓለመ ኢዩ።
24/09/2026
🫵ቆልዑ ድምጾም ተሰሚዑ🫵
🫶ሕሙማን መንሽሮ (ካንሰር) ዝኾኑ ቈልዑ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ናይ ዓበይቲ መድሃኒታት እዮም ዝምርኰሱ ( ኣዝዮም ዓበይቲ ዝኾኑ ከኒናታት ወይ ድማ ዘይጥዑም መቐረት ዘለዎም ፈሰስቲ መድሓኒታት) ።
🫶ዕድመኦም ዝመጣጠን መማረጺታት እንተዘይሃልዮም፡ ቈልዑ ዘይትክክል ዓቐን መድሓኒት (ዶዝ) ናይ ምውሳድን ዘየድሊ ጎናዊ ሳዕቤናት ናይ ምቅላዕን ሓደጋ የጋጥሞም።
ሎሚ፡ ኣፍረይቲ መድሓኒት — ብመምርሒ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ጌሮም — ምቹእ፣ ጥዑም መቐረት ዘለዎ፣ ከምኡ’ውን ንህጻናት ዝሰማማዕ ናይ መንሽሮ መድሓኒታት ንምምዕባል ይሰርሑ ኣለዉ፣ እዚ ድማ ነቲ ሕክምና ዝያዳ ውሑስ ዝገብር እዩ።"
24/09/2026
ኣገዳስነት ክታበት!
ክታበት ቅድሚ ሕጂ ንስንክልናን ሞትን ዘስዕቡ ዝነበሩ ሕማማት ብምክልኻል ታሪክ ደቂ ሰባት ብዓቢኡ ቀይሩ እዩ።
ቅድሚ ክታበት ምጅማሩ፡ ተላገብቲ ሕማማት ቀንድን መበገስን ምኽንያት ሞት እዮም ነይሮም።
እቶም እተኸትቡ ሰባት፡ ንሓያል ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ዘለዓዕሉ ባእታታት ስለ ዝተቃልዑ፡ ካብዞም ንሞት ዘቃልዑ ሕማማት ንከይተሓዙ ወይ ድማ ብርቱዕ ሕማም ንከይሓሙ ኣኽኢሉ ኢዮ።
ኤድዋርድ ጀነር ናይ ስሞልፖክስ (smallpox) ክታበት 1796 ኣማዒብሉ። ስለዚ ዓለም ምሉእ ዝጥቀመሉ ክታበት ኣይትተሓሰሙ ኢኹም ።
You can enjoy a scenic and accessible walk right along the banks of the Eskilstunaån (Eskilstuna River) as it flows through the city and connects historical sites and nature areas
23/09/2026
🪻እቲ ኣዝዩ ዝውቱር ዝኾነ መድሃኒት 2ይ ዓይነት ሽኮርያ ካብዚ ተኽሊ ኣብ ስእሊ ንርእዮ ዘለና ይርከብ። ሜትፎርሚን ( Metformin) ከኣ እበሃል እቲ ከኒና።
🪻ኢጣልያዊ ጆርጅ ኣጉስት ኣብ ኤርትራ ከይዱ መድሃኒት ክጠቅሙ ዝኽእሉ ኣትክልቲ ዘጽነዐ ፡ ኣብ 1891 ኣብ ዘሕትማ መጽሓፉ ናይ ብዙሓት ኣትክልቲ ጥቅሚ ሰኒዱ ኣሎ ። መጽሓፉ ብቋንቋ ጥልያን ኮይና ካብ ፕሮጀክት ዩቶበሪ ዝብሃል ዌብ ሳይት ብናጻ ክትነቦ ይከኣል። ዳውንሎድ ውን ክትገብሮ ይከኣል ኢዩ። ነቲ ገጽ ናብ ትመልኮ ቋንቋ ብምቅያር ዝኾነ ግዱስ ከንብባ ይክእል ኢዩ። ክነባ ዝደሊ ኣብ መውሃቢ ርእይቶ ዝደለዮ ርእይቶ ይጽሓፍ ብዋትሳፕ ወይ ብኢመይል ክሰደሉ ኢየ።
23/09/2026
ብሕማም ሽኮርያ ዓይነት 2 ከይትጥቃዕ ትሰግእ'ዶ?
ኣብ ስዊደን 150 000 ዝኾኑ ሰባት ምስ ሽኮርያ ከም ዝሓመሙ ከይፈለጡ ይነብሩ ኣለው ተባሂሉ ይግመት። ኣብ ሓደጋ ኣለኹ ኢልካ ምስ ትጥርጥር ፡ ሓደጋኻ ከተጉድል ስለ ዝኸኣል ኣብዛ ብስእሊ ዝልጥፋ ኣብ ጎግል ኣቲኻ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከም ዘለኻ ነብስኻ ፈትሻ።
23/09/2026
Eritrea: The African Development Fund grants nearly $10 million to improve access to water, sanitation and hygiene services.
Ways to Notice Beauty
💢Slow down: Take a few deep breaths and look closely at your immediate surroundings.
💢Look for small wonders: Notice things like changing leaves, patterns of light, or the sound of the wind.
💢Practice gratitude: Appreciate simple, quiet moments instead of rushing through your day.
A little rain never hurt anyone!
Even though there is no cure yet the Canadian doctors have done enormous achievement in treating diabetes. Their discovery of insulin is remembered world wide.
ቅድሚ 105 ዓመት ኣብ ሃገረ ካናዳ 4 ተማራመርቲ ብምትሕብባር ኢንሱሊን ክምህዙ ብምኽኣሎም ናይ ብዙሓት ትንፋስ ክድሕን ኪኢሉ። ኣገናዕ እንኳዕ ተወለድኩም ጀጋኑ።
Klicka här för att få din sponsrade notering.
Typ
Kontakta affären
Webbplats
Adress
Eskilstuna