Weldemhret Gezae
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Weldemhret Gezae, Health/Beauty, Mekell Tigray, Mekelle.
ኣብ ትግራይ 17ፓርትታትያ🙄👍
#ብህዝቢትግራይኣይትቀልዱ
24/01/2026
ዓዱ ይኣቱ ኣሎ...!!🤔
***&***
●ፋኖ ዳርጋ ሙሉእ ንሙሉእ ብዝበሃል ደረጃ ሰላም ተቐቢሉ ዓዱ ይኣቱ ኣሎ። እዚ ትርእዩዎ ዘለኹም ኣብዚ 2 መዓልቲታት ጥራሕ ብሰላም ዓዶም ዝኣተዉ ዕጡቓት ፋኖ እዮም።
~ ~ ~ ~
●ይፈርሱ ኣለው እዮም። ብዝኾነ ንዓና ንተጋሩ ኣይምልከተናን እዩ።🤫*ትስምዑ ኣለኹም 'ዶ ዶሪ፣ስታሊን፣ዶ.ር ደደቢት? 😁 ምናልባት ሚሳይልን ዘበናወዊ ኣፅዋር ዝተዓጠቁ፣ ዘሓዙ ልዕሊ 10 ክ/ሰራዊት ፋኖ ንስኹም ጥራሕ ትፈልጥወዎም ኣብ ሰውራዊ... 🤣ኣብ ካሊእ ከባብታት ክህልው ይኽእሉ እዮም። ሳህቅ ሞይተ ብኮራርምተይ በላይ እምሆይ ኪሮስ😁
Category
Website
Address
Mekelle